(ሰንደቕ ዓላማ) ኣውስትራልያ፣ ቀይሕ፣ ጸሊምን ቢጫን ባንዴራ ክትርእዩ ትኽእሉ። እዚኣ ባንዴራ ደቀባት ወይ ኣቦሪጂናል ባንዴራ እያ። ንደቀባት ህዝብታት ኣውስትራልያን ምትእስሳሮም ምስ መሬት፡ ...